እቲ ንኤም23 ዘጠቓለለ ኪዳን ዝመርሕ ዘሎ ኮርኒል ናንጋ፡ ናይ መወዳእታታ ዕላማኦም ንመንግስቲ ፕረዚደንት ፌሊክስ ትሺሰኬዲ ንምዕላው ከም ዝዀነ ሓቢሩ። ...
ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ዝቐረቡ ጸብጻባት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሰርዐት ሃገር ሕጂ'ውን ደረጃ ዓቂባ ኣላ። ብሓፈሻ ግን ኣብ ዝርዝር ብሉጻት 10 ሃገራት ገለ ለውጢታት ተራእዩ'ሎ። ...
Dean Naujoks filmed the moment he came across American Airlines-branded sugar packets and a document with landing gear ...